"rootPage" is not defined.

ኣብ ቀረባ እዋን ናይ Unikum መምሃሪ ፖርታል አክሰስ ክረኽቡ እዮም

ሰነ 23 እቲ InfoMentor (ኣብ ግዴታኣዊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ጥቕሚ ዝውዕል) ክዕፀው እዩ፤ ካብ ቀውዒ 2022 ጀሚሩ ኣብ ቅድመ ትምህርቲ፣ ኣብ ግዴታኣዊ ቤት ትምህርቲ ወይከዓ ላዕለዋይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዝኾኑ ቆልዑ ዘለኩም ናይ Unikum መምሃሪ ፖርታል አክሰስ ክትረክቡ ኢኹም።

ናይ መምሃሪ ፖርታል ኣብ ኩሉ ናይ ቤት ትምህርቲ ቅጥዒ ዝተለመደ እዩ ከዓ ምስትውዓል ንክህልዎምን አብ ናይ ውላዶም ትምህርቲ ንኽሳተፉን ዕድል ይህቦም።

እቲ ናይ Unikum መማልእቲ ዝኾነ Edlevo ኣፕሊኬሽን ክጥቀሙ እዮም። ኣብ ኣፀደ ህፃናትን ድሕረ ቤት ትምህርቲን ክንክን ናይ ውላዶም መርሃግብሪ የማሓድሩሉ። ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ቆልዑ እንተሃልዩዎም፤ ናይ ውላዶም ናይ መፅናዕቲ መደብን አብቲ ኣፕሊኬሽን ውሽጢ ዘለዉ ውፅኢታት እውን ክርእዩ ይኽእሉ እዮም።

Unikum ከም መተግበሪን ብዌብ ብሮዘር ኣብ ኮምፒተር፣ ታብሌት፣ ወይከዓ ሞባይል ክጥቀሙ ይኽእሉ እዮም። ብዋናነት ዝምከር ግን ንሶም ”Unikum Familj” ነቲ ዝበሃል ኣፕሊኬሽን እንተዝጥቀሙ እዩ።

ንኣይፎንን ኣንድሮይድ ስልክታት ዝኸውን ኣፕሊኬሽን ዝረኽብሉ Unikum Familj የውርዱ። Unikum Familj ኣብ ክልቲኡ ስዊድንኛን እንግሊዝኛን ይርከብ።

ኣትዮም ኣብ ናይ ባንኪ መለለዪ(ኢ መለልይ) ብምንካእ ዓርሶም የለልዩ።

ነቲ nikum አፕሊኬሽን ክፅዕኑ እንተዘይደልዮም በዞም ዝስዕቡ ይእተዉ፡

skelleftea.se/skolportalen

  • "ናብ Unikum ኣእትዉ" ዝብል ይምረፁ።
  • ክኣትዉሉ ዝኽእሉ ካልእ መንገድታት" ይምረፁ።
  • ኣብታ "ሓለውቲ ዝህልውዋ ምምሕዳር ከተማ ስከልፍቴኦ" ደልዮም ይጠውቑ።
  • (ኣብ ዝቕጽል እዋን ክኣትዉ ከለዉ ክርእዩዎ እዮም።ምምሕዳር ከተማ ስከልፈሬ ብቐጥታ ኣብቲ ዝርዝር ተዘርዚሩ ይርከብ።)

ኣብ መእተዊ ኤስ. ኤም. ኤስ. ፀገም እንተኣጋጢሙዎም ብ 0910-73 50 00 ምስ ኣገልግሎት ዓማዊል ምምሕዳር ከተማ ስከልፈሬ ይራኸቡ።

ቁፅሪ ማሕበራዊ ውሕስነት ስዊድን እንተዘይሃልይኩም ብሞባይል መልእኽቲ ናብ Unikum ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም፣ ድሕሪኡ "ብሞባይል መልእኽቲ ኣእትዉ" ዝብል መማራፂ ይምረፁ።


ኣብመእተዊኤስ. ኤም. ኤስ. ፀገምእንተኣጋጢሙዎም ብ 0910-73 50 00 ምስኣገልግሎትዓማዊልምምሕዳር ከተማስከልፈሬይራኸቡ።

ኣብ Unikum ዘሎኣድራሻኢ-መይልኩምንቁፅሪስልክንሞባይሎምንትክክል ምዃኖም የረጋግፁ።እቲትካልዝልእከሎምሓበሬታምእንቲክረክቡኣድራሻኢ-መይልከእትዉኣገዳሲእዩ።

ኣድራሻኸም እንተጠፊኡ ወይ ጌጋ እንተኾይኑ በቲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስከልፈቴኣ ዝርከብ ናይ ኢ-መይል ኣገልግሎት ኣቢልኩም ኣድራሻኹም ኣቀምጡ ወይ ከኣ ኣብ ኣፕሊኬሽን Edlevo ክተመሓይሹዎ ኣለኩም። እቲ ሓበሬታ ለይቲ ናብ Unikum ይቕየር ። ሹምኩም ወይ ኣድራሻኹም እንተ ዘይራኸብ እንተኾይኑ ምስ ትካል ቀረጽ ስዊድን ተዘራረቡ። .

Uppdatera kontaktuppgifter (Länk till annan webbplats)

Unikum ምትራፎም ኣብ ዘመዝግቡሉን ኣብ ኣፀደ ህፃናትን ኣብ መዘናግዕን መደብ ውላዶም ዘመሓድሩሉ ናይ Edlevo መመላእታ እዩ። ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብ 18 ዓመት ንታሕቲ ዝኾኑ ቆልዑት እንድሕር ሃልዩዎም፣ ብEdlevo ናይ መደብ መሽሽናዕቱን ውፅኢትን ደቆም ምርካብ ይኽእሉ እዮም።Edlevo ከም አፕሊኬሽን ይርከብን ንአይፎንን አንድሮይድ ስልክታትን ኣፕሊኬሽን ኣብ ዝረኽቡሉ ቦታ ይረኽቡዎ እዮም።

እዚ ብ Unikum familj ን ብ Edlevo ን ይካየድ ኣፀደ ህፃናት።

ዕዮ

Edlevo

Unikum Familj

ካብቲ ቤት ትምህርቲ መልእኽትን ሓበሬታን ይቐበሉ


ይመዝግቡ/ይቀይሩ መደብ ውላድ

ፀብፃባት ዘይምህላው


ኣብቲ ናይ ኣፀደ ህፃናት መደብ ይካፈሉ


ነቲ ኣብቲ ኣፀደ ህፃናት ዘሎ ሰነድ ይርኣዩ


እዚ ብ Unikum familj ን ብ Edlevo ን ይካየድ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ።

ዕዮ

Edlevo

Unikum Familj

ካብቲ ቤት ትምህርቲ መልእኽትን ሓበሬታን ይቐበሉ


ፀብፃባት ዘይምህላው


ይመዝገቡ/ይለውጡ/ይሳተፉ

ኣብ መደብ ቤት ትምህርትን መዘናግዕን


ኣብቲ መደብ ይካፈሉ


ነቲ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ዘሎ ሰነድ ይርኣዩ



እዚ ብ Unikum familj ን ብ Edlevo ን ይካየድ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ።

ዕዮ

Edlevo

Unikum Familj

ካብቲ ቤት ትምህርቲ መልእኽትን ሓበሬታን ይቐበሉ


ፀብፃባት ዘይምህላው


ኣብ መደብ ቤት ትምህርቲ ይካፈሉ


ኣብ መደብ መፅናዕቲ/ነጥቢ ይካፈሉ


ነቲ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ዘሎ ሰነድ ይርኣዩ




Senast uppdaterad: